Rauland Kiteklubb

Leder: Bård Henning Midtbøen
Telefon: 990 17 580
Kontaktperson: Bård Henning Midtbøen
Telefon: 990 17 580

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Kiting

ካይትቦርዲንግ ወይ ካይትሰርፊንግ ዝብሃል ዓይነት ጻውቲ ዓለል ፈለል፡ ሓደ ሰብ (ተጻዋታይ ዓለልፈለል) ነታ ብንፋስ እትድፋእ ዓለል ፈለል እናተቘጻጸረ ዝጻወቶ ዓይነት ጻውቲ እዩ። እቲ ዓለል ፈለል ኣልማዛዊ ቕርጺ ኣለዎ። ነቲ ኣብቲ ኣልማዛዊ ቕርጺ እተኣስረ ገመድ ድማ ኣብ ሕቘኻ ትኣስሮ እሞ በቲ ኣርባዕተ ገመድ እተኣስረሉ መቈጻጸሪኡ ጌርካ ትመርሖ።

እቲ ኣብ ባሕሪ ዝግበር ልሙድ ዝዀነ ውድድራት ዓለል ፈለል፡ ናጻ ቕዲ (ፍሪስታይል)፡ ዋያክስታይል፡ ኣብ ምግላብ ማዕበል (ዌቭራይዲንግ) ይብሃል። ኣብ በረድ ዝግበር ልሙድ ጻውቲ ድማ፡ ግጥም ቅድድም ከምኡውን ኣክሮባት እዩ። ናይ ዓለም ውድድር ነዊሕ ርሕቀት እቲ ኣብ በረድ ዝግበር ውድድር ዓለል ፈለል፡ ካብ 2016 ኣትሒዙ ዓመት ዓመት ኣብ ቫራንገር ይካየድ እዩ። ካብ 2016 ጀሚሩ ድማ ግጥም ዓለል ፈለል ኣብ ግጥማት ኦሎምፒክ ኣትዩ እዩ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja