Notodden TaeKwonDo klubb

Leder: Tor Skogen
Telefon: 988 95 985
Kontaktperson: Jan Erik Skogen
Telefon: 901 87 233

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Taekwondo

ካራተ ዝበሃል ናይ ቀድም ናይ ኮርያ ናይ ውግእ ቅዲ ኮይኑ፡ ሕጂ ከም ሓደ ጸወታ ተቆጺሩ ንነፍሰ ምክልኻልን ኣብ ናይ ውድድር ስፖርትን ንጥቀመሉ ኣለና። ካራተ ብሓፈሽኡ ናይ መወዳእታ ቅጥዒ ናይ ልምምድ ኮይኑ፡ ብፍላይ ድማ ናይ እግርን የእጋር ዝለዓለ ናይ ምቅላዕን ምንጣርን ክእለት የድልዮ። እዚ ዓይነት ስፖርት እዚ ምትዕጽጻፍ ንከተማዕብልን፡ ቅልጣፈን፡ ስነ-ስርዓት ንክህልወካ የኽእል።

ካራተ ዝኽእል ሰብ ክፋል ናይ ኣካላትና ጥራይ ዘይኮነ ምሉእ ኣካላቱ ኢዩ ዝሃንጽ፡ ናይ ሓባር ቅርበት ኣለዎ፡ እቲ ኣከባብያዊ ጽልዋ መጀመሪ ናይዚ ስፖርት እዝ ምቹእነት ይፈጥር፡ ከምኡ’ውን ነዚ ዓይነት ስፖርት እዚ ንህጻናት ምቹእ ይገብሮ፡ ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት’ውን ንውድድር ዝኸውን ልምምድ ክገብሩ ይኽእሉ። ካራተ ዝጻወቱ ሰባት ምሉእ ጻዕዳ ክዳን ብምልባስ ቁልፊ ድማ ሕብራዊ ኮይኑ፡ ዓይነት ሕብሪ ናይቲ ቁልፊ ነቲ ደረጃ ክእለት ናይቲ ሰብ የረድእ። እቲ ቀንዲ መልክዕ ናይ ካራተ ኣብ ልዕሊ ነብስኻ ምዕዋት እዩ። ፍልስፍናኡ ድማ ኣብ ርህራሀ፡ ፍትሒ፡ እዱብነት፡ ጥበብ፡ እምነትን ዝተመርኮሰ እዩ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja