Idrettens Hus på Notodden

Leder: Jonny Pettersen
Telefon: 932 17 385
Kontaktperson: Jonny Pettersen
Telefon: 932 17 385

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Idrettens hus på Notodden

እቲ ኣብ ኑትኦደን ዝርከብ ማእከል ስፖርት ብ23 መስከረም 2019 እዩ ተኸፊቱ። መራሒ እቲ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኑትኦደን ዝዀነ ዮኒ ፔተርሰን ከምዚ ኢሉ፦

ነዚ ማእከል እዚ፡ ማእከል ስፖርት ኢልና እኳ እንተ ጸዋዕናዮ፡ ንዅሎም እተን ኣብ ኑትኦደን ዝርከባ ናይ ወለንተኛታት ጕጅለታትን ማሕበራትን ዘራኽብ ማእከል ክኸውን እዩ። እዚ ኣገዳሲ ማእከል እዚ ምርካብና፡ ኣብ ንሓድሕድና ፍልጠት እነካፍለሉ ኣጋጣሚ ክህልወና እዩ። ስለዚ፡ ምጹና፡ ነቲ ኣጋጣሚ ድማ ብናጻ ተጠቐሙሉ፣ ነዚ ብሓንሳብ ኴንና ኽንገብሮ ኢና።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja