Asker Røde Kors - Hjelpekorps

Leder: Maria Elionor Erma Møller
Telefon: 469 37 133
Kontaktperson: Asker Røde Kors Hjelpekorps
Telefon: 952 42 221

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Røde Kors - Hjelpekorps

አብ ኖርወይ ትካል ቀይሕ መሰቀል መንግሰታዊ ዘይኮነ ናይ ውልቂ ትካል ማሕበራዊ ን ሕብረተሰባዊን ገባሪ ሰናይ እዩ ። ብሓፍሸኡ ትካል ቀይሕ መሰቀል አብ ዝተፍላለዩ ናይ ዓለም ሃገራት እውን ዝርከብ ዘይመንግሰታዊ / መንግሰታዊ ዘይኮነ / ትካል እንትከውን እዞምአብ ዝተፍላለዩ ናይ ዓለም ሃገራት ዝርከባ ትካል ቀይሕ መሰቀል ሓደ ዓይነት ናይ መማሓደሪ ሕጊን ደምቢን ሓደ ዓይነት ዓላማ ከምኡ እወን ሓደ ዓይነት ምልክት / ሲምቦል / ዝሓዘ ትካል እዩ ። እዚ ትካል ዓላሙኡ ንዝተሸገሩን ዝተጸገሙን አብ ዝተፍላለየ ጻገም ዝርከቡ ወገናት ናይ ናጻ ሓሌት ምክሪ ን ግልጋሎትን ሓገዝን ማሃብ እዩ ።

ትካል ቀይሕ መሰቀል ብተወሳኪ ን ክብሪ ደቅሰባት ዝሰርሕ ትካል እዩ ሰለዝኮነ ብዝተፍላለየ ምክንያት አብ ኖርወይ ናይ ትካል ቀይሕ መሰቀል ተገልጋላይ ምኳን አገዳሲ እዩ ። እዚ ትካል አብ ኖርወይ ዝተፍላለየ ሓሌታትን ንጥፍታትን እንዳማዕበለን እንዳፍጠረን እዩ ዝርከብ እሞ ተጠቀምቲ ኩኑ ። ትካል ቀይሕ መሰቀል አብ ኖርወይ ብ ወሕሰና ሕብረተሰብን ክንክን ህጻውንትን ቆልዑትን ወገን መሰላትን ድሕንነትን ፍጡራትን ደቅሰባትን አዝዩ ይፍሰርሕ ዘሎ ትካልን ብዝበለጻ ድማ ንክሰርሕን መደብ አለዎ እዚ ትካል ብዝካአሎ ን ደቅሰባት ቅልጡፍን ቅጸበታዊን ሓገዝን ሓሌትን አብ ማሃብ ሕሉፍ ቶሞክሮ ዘለዎን አሞክሮታቱን ሰራሕቱን እንዳማዕበለን ዝከይድ ዘሎ ትካል እዩ ። ትካል ቀይሕ መሰቀል ኖርወይ አብዚ ሃገር ን ቤት ትምህርትታትን ባርናሃገታት / መዋእለ ሕጻናት/ ዝከውን ፕሮግራማት / መደባት / እወን አለዎ እዩ ናይዚ እዚ ዕላማ ድማ ን ሕብረተሰብ መሰረታዊ ሰርዓትን ሰነፍልጠትን ዓለማዊን ከባብያዊ አፍልጦን ማሃብ ይከውን ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja