Gøyfjell Aktivitetslag

Leder: Rune Aarhus
Telefon: 412 02 406
Kontaktperson: Harald Rishovd
Telefon: 917 65 495

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Gøyfjell Aktivitetslag

ኖርወይ፣ ቀልቢ ዝስሕቡን ስምዒት ዝቕስቅሱን፤ ንዕዙዝ ሂወት መወዳእታ ዘይብሎም ጸጋታት ዘለዋ ሃገርያ። ካብቶም ኣብ ፍየልሃይመን ጹቡቕ ሂወት ንምፍጣር ዝግበሩ ሓደ፣ ብዛዕባ መዛናጋዕቲ ዝኾኑ ንጥፈታት ሓላፍነት ምውሳድዩ። ኣብዛ ንኡሽቶ ናይ ጎቦ ቁሸት ኦይፍየል ካብ ቪንየ ንምብራቕ ርሒቓ ካብዘላ ቦታ፣ ሓደ ጥሙር ናይ መፍቀርቲ ሂወት ጉጅለ፣ ነቶም ኩሎም ብምንጽጻር ብጉቡእ ዘይተዋደዱ ንጥፈታት ንኸዋድድ /ንኸታዓራሪ/ ኢሉ ክጽምበርዩ፤ እዞም ዝማዓረዩ ንጥፈታት እዚኦም እቶም ብዝኾነ ናይ ስፖርት ጋንታ ዘይሳለጡ /ዘይምርሑ/ ንጥፈታት እዮም።

እቶም ዑዱላት፣ ካብ -ኣብ መሉእ ሓጋይ ብፉሉይ መንገዲ ጌርካ ረጒድ ጎማ ብዘለወን ብሽክለታታት ምዝዋር እስካብ -ስኬቲ ኣብ ብበረድ ዝተሸፈነ ማይን፣ መእሰሪ ዘይብሉ ኣብ ሓርጭ በረድ /ውርጪ/ ዝርገጽ ጓንቴራ እግሪን፣ ብዘበናዊ ጀልባ ዋሓዚ ፈለግ ምቕዛፍን፣ ኣብ ቀላይ ምቅዛፍን፣ ብቀስቲ /መንትግ/ ኣውንጪፍካ ምውጋእን፣ ብሪሞት ዝእለያ መኪናታት ምዝዋርን እፈላለ እዩ። እንድሕር ኣብተን ገሊአን እነካይደን ንጥፈታት ድሌት ሃልዩካ፣ ኣብ ፌስቡክ ሪኢኻ ርኸበና።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja