Notodden Kommune

Leder: Ordfører Gry Fuglestveit
Kontaktperson: Servicetorget i Notodden Kommune
Telefon: 35 01 50 00

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Notodden Kommune

ኑትኦደን ኣብ ኤውሮጳ ቀንዲ ማእከል ሙዚቃ ብሉዝ እያ። ምስ ሩካን ብሓባር ከኣ ኣብ ዝርዝር ትውፊት ዓለም ናይ ዩኔስኮ ተመዝጊባ ኣላ። ኣስታት 13,000 ተቐማጦ ድማ ኣለውዋ።

ኑትኦደን ኣብ ለውጥን ዕቤትን እትርከብ ኮሙነ እያ። ባህላዊ ንጥፈታት ዝካየደላን ውቍብ ከባቢታት ዘለዋን እያ። ዩኒቨርሲቲ ሶርኦስት-ኖርገ (ደቡባዊ ምብራቕ ኖርወይ) ኣብ ኮሙነና ምህላዉ ንሕበን ኢና። ኣብ ንግድን ማሕበራትን ከኣ ብዙሕ ምህዞታት ኣሎ። እንቋዕ ብደሓን መጻእካ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja