Notodden Hundeklubb

Leder: Veronika Berg
Telefon: 416 63 964
Kontaktperson: Veronika Berg
Telefon: 416 63 964

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Hundesport

“ሰራሕተኛ ከልቢ” ዝብል ስያመ፡ ብግቡእ ስልጢኑ ኣገዳሲን ተግባራዊን ዕዮ ንዝፍጽም ከልቢ ዝወሃብ ኣጸዋውዓ እዩ። ኣኽላባት ኣብ መዳይ መጓሰን ምስሓብ ዓረብያታትን ክነጥፉ ካብ ዝጅምሩ ሓያለይ ዘበናት ኣቝጺሮም ኣለዉ። ሎሚ-ሎሚ ድማ ካልኦት ቁም-ነገራት ከሰላስሉ ንዕዘብ ኣለና። ገለ ኣብነታት ካብ’ኣቶም ንምጥቃስ፦ ሰብ ዝመርሑ ኣኽላባት፣ ኣብ ቦታ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝሰርሑ ኣኽላባት፣ ኣብ ንጥፈታት ህይወት ኣድሕን ዝተዋፈሩ ኣኽላባት።

ክለባት ኣኽላባት፡ ብመገዲ ኣኽላባቶም ኣቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ኪወዳደሩ ንዝደልዩ ሰባት ዝምልከታ እየን። ወነንቲ ኣኽላባቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክስልጥኑ ምእንቲ ከመዝግብዎም ወይ ምስ ፈተውቶም ኣብ ማሕበራዊ ኣጋጣሚታት ከምዝሳተፉ ክገብሩ ይኽእሉ። እዘን ክለባት እዚኣተን ኣኽላባት ኰነ ወነንቶም ዝተፋላለየ ክእለት ዘማዕብሉሎም፡ ኣብ ምርኢታት ንኽሳተፉ ዘኽእልዎም፡ ከም ጸወታ ዘዘውትርዎምን ኣብ ማሕበራዊ ንጥፈታት ንኽሳተፉ ዝሕግዝዎምን ስልጠናታት ይህባ። መብዛሕትአን ካብ’ዘን ክለባት እዚኣተን፡ ንመብዛሕትኦም እዞም ኣገልግሎታት እዚኣቶም ይህባ እየን። ስፖርታዊ ግጥማት ኣኽላባት ሓደ ካብ’ቶም ሰፊሕን ፍቱውን ማሕበራዊ ንጥፈት እዩ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja