Little Steven's Blues School

Leder: Jostein Forsberg
Telefon: 915 24 503
Kontaktperson: Audun Haukvik / Mari Beate Sannes
Telefon: 413 12 242

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Little Steven's Blues School

ሙዚቃ ትፎቱ መንእሰይ ዲኻ? ትዝምርዶ /ትደርፍዶ/ ወይ መሳርሒ ሙዚቃ ትጻወትዶ? ኣብ ናይ ሙዚቃ ባንድ ትጻወትዶ? ሕጂ ሊትል ስቴቨንስ ብሉስ ቤት ትምህርቲ ንቲ ናትካ ተበግሶ ከማዕብሎ ክሳተፍዩ፣ ስለዙይ ሽም እቲ ቤት ትምህርቲ ሕጂ ናብ ሊትል ስቴቨንስ ስኩል ተቐይሩሎ። እቶም ንቐዳማይ ሰሚናር ንደልዮም ተሳተፍቲ ዕድሚኦም ኣብ ሞንጎ 13 ‘ን 18 ‘ን ዓመታት ዝኾኑ መናእሰይ እንትኾኑ፤ እቶም ንኻልኣይ ሰሚናር ዝድለዩ ተሳተፍቲ ኻዓ ኣብ ሞንጎ ዕድመታት 19 ‘ን 26 ‘ን ዘለዉ እዮም።

እቲ ናይቲ ባንድ መደበር /ካምፕ/ ነቶም ናይ መሳርሒታቶም መሰረታዊ ኣፍልጦ ዘለዎም ናይ ባንድን ኦርኬስትራ ሙዚቀኛታትን ዝተማለአ ቡታ እዩ። ውልቀ ከረርቲን /መራሕቲ ሙዚቃ/ ሙሉእ ባንድታትን ናብቲ ሰሚናር ክተምልክቱ ትኽእሉ ኢኹም። ኩሎም ዓለምቲ /መምሀርቲ/ ኪኢላታት፣ ሰብ ሙያን፣ ኣብ መንገዲን ኣብ ስቱድዮን ሰፊሕ ልምዲ ዘለዎም ሙዚቀኛታት እዮም። ኩሎም ናይ ምስትምሃር ምስክር ወረቐት ዘለዎምን ምስ ባንድ መደበር /ካምፕ/ ልምዲ ዘለዎምን እዮም። ዋላኳ ኣብ ተገባብሮ /ኢንተርኣክሽን/ እነተኩር እንትኾና እንድሕር ኣድላዪ ኮይኑ ብውልቂ ንኽትማሃርውን ዑዱል ኣለካ እዩ። ካልኦት ዘፈራት መጽናዕቲ ደርፊ /መዚቃ/ ምጽሓፍ፣ ናይ ሙዚቃ ስራሕ ብኣጠቓላሊን ናይ ሙዚቃ ትምህርቲን ዝሓቖፉ እዮም።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja