Notodden Swingklubb

Litt om Swing

 

ስዊንግ ናይ ጥዕና መደንፍዒን መዛናግዒን /መስሓቒ/ ዳንሲ እዩ። ንጥዕና ልቢ ረብሓ ኣለዎ፣ ሓይሊ ብምድንፋዕ ኣቢሉ ዝያዳ ተጻዋራይነት /ዓቕሚ/ ይህብ፣ ውጥረት ይንኪ ከምኡውን ብምዱብ /ስሩዕ/ ዝካየድ ዳንሲ ንመነከዪ ኽብደትን ንዝበለጸ ቕርጺን ክጠቅም እኽእል። ስዊንግ ሓዶሽቲ ኣዕርኽቲ ክትረኽቡ ይገብር፣ ምስ ሓዶሽቲ ሰባት የራኽበኩም /የላሊ/፣ ጹቡቕ ናይ ሰባት ረኽባዊ-መርበብ /ኔትዎርክ/ ክህልወኩም ይገብር- ከምኡውን ብምድናስኩም ሑጉሳት ይገብረኩም።

ስዊንግ ዳንሲ ወይካዓ ስዊንግ ናይ ብርክት ዝበሉ ዓይነታት ናይ ጽምዲ ዳንሲታት ሓባራዊ ሽም ኾይኑ ኣብ 1920ታት ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ /ዩናይትድ ስቴትስ/ ዝተጀመረ፤ ከምኡውን ከም ዓለምለኻዊ ክስተት ኣብ 40ታት ብስ ሙዚቃ ሮክ-ኤንድ-ሮል ዝተስፋሕፍሐ እዩ። ቡዙሓት ዝተፋላለዩ ዓይነታት ስዊንግ ኣለዉ፦ ነአብነት ፋስቲንግ፣ ፎልከስዊንግ፣ ኢስት-ኮስት ስዊንግ፣ ዌስት-ኮስት ስዊንግ፣ ቡግ፣ ሮክ-ኤንድ-ሮል ዝኣምሰሉን። ሓደ ሰብ መባዕታዊ ትሕዝቶታት እንተተማሂሩ ንኣብነት ብሙዚቃ ዝስነ- ስጉምቲ፣ ቶዊሽ-ስጉምቲ፣ ሰለስተ-ስጉምቲ፤ ከምቲ ኣብ ሌጎ ንገብሮ ብሓደ ክገብሮም እኽእል ።

Kontakt Notodden Swingklubb

Leder: Gunn-Iren Simensen
Telefon: 91103259
Mail: notodden.swingklubb@nyespot.net
Kontaktperson: Laila Huseklepp
Telefon: 907 25 040
Mail: notodden.swingklubb@nyespot.net