Grimstad Karateklubb

Leder: Sigbjørn Tvedt
Telefon: 934 60 374
Kontaktperson: Sigbjørn Tvedt
Telefon: 934 60 374

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Karate

ካራቴ ዝብል ቃል መሰረቱ “ኦኪናዋ” ካብዝብል ቃል ኮይኑ ትርጉሙውን ብቐሊሉ “ባዶ ኢድ” ማለትዩ። እዚውን ብትኽክል ብዛዕባ’ዚ እዩ ዝዝቲ፤ መሳርሒ ከይተጠቐምካ ዓርስኻ ምክልኻል። ሎሚ እቶም ቡዙሓት ዓይነታት ናይ ጃፓን ካራቴታት ጥበብ ግጥም ሃገረ ጃፓን ኣብ ኩሉ ዓለም ይትግበር ኣሎ። ካራቴ ካብ ሾቶካን፣ ዋዶ-ርዩ፣ ሺቶ-ርዩ፣ ጎጁ-ርዩ’ን ኮይኩሺንካይን ዝባሃሉ ዓይነታት ውሩይ ማርሻል-ኣርት እስካብ እቲ ዘመናዊ ኣብ 2020 ኣካል ኦሎምፒክ ስፖርት ቶክዮ ዝኸውን ዓይነት ይግለጽ።

ካራቴ ካብ ዓርሰ-ምክልኻል ብተወሳኺ ቡዙሓት ወግዓዊ ጽምብላት ኣለዉዎ። ዓብዪ ጸቕጢ ዝግበረሎም፤ ትሕትና፣ ኣኽብሮትን ትብዓትን ከምኡውን እቲ ኣካላዊ ክፋል ዝኾነ ጥንካረ፣ ቅልጣፈ፣ ምንቅስቓስ፣ ሚዛን ምሕላውን ንቕሓትን /ምትኳር/ እዮም። ካራቴ ኣብ ትሕቲ ናይ ኖርወይ ናይ ፌደሬሽን ግጥም ስፖርት ዝተወደበ ንኹሉ ዕድመ ዝሳማማዕ እዩ- ወዲ 6 ዓመት ኩን ወዲ 60 ዓመት ነብስኻ ናይ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ስልጠና የድልዮ እዩ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja