WASSUP!

Litt om Aktiv i - WASSUP!

 

ኡንግ-ዳታ ዝተባሃለ መጽናዕቲ ከምዘርእዮ፣ ጽመዋ ንመናእሰያት ሮይከን ብድሆ ከምዝኾነ እዩ። እዚ ዋሳፕ ዝባሃል ናይ ዌብ መሳለጢ /ኣፕሊኬሽን/ ነዚ ንምምሕያሽ ኣበርክቶ ክገብር ይኽእልዩ። ነዚ መሳለጢ ኣብ ኢንተርኔት wassuprøyken.no ኢልኩም ኢልኩም ብምእታው ኣብ ቴሌፎንኩም ብቐሊሉ ጻዓንዎ - ኣብቲ ናይ ስክሪን «Home» /መጀመሪ ስክሪን/ ግበርዎ። ከምዚ ንምግባር ከከም ትጥቀምሉ ዓይነታት ቴሌፎን ኣሳራርሑኡ ይፋላለ እዩ።

ዋሳፕ- ዲጂታላዊ ናይ ንንጥፈታትን ናይ ማሕበራዊ ረኽቢ ምድላዋትን ናይ ምልክታ ሰሌዳ ኮይኑ ኩሎም መናእሰያት በብዕለቱ ኣብ ኮሙናና እንታይ ከምዝተኸሰተ ብቐሊሉ ሓበሬታታት ዝረኽቡሉን ክካታተልዎ ዝኽእሉን መሳለጢ እዩ። ኣብ 2019 ዓ/ም ናይ መጀመርታ ዓመት ፈተነ ኣብ ሮይከን ብዋሳፕ ኣቢሉ ዕላዊ ዝኸውን ንጥፈታትን ምድላዋትን ኣሎ እዩ። ኮምኡ ኾይኑውን ብዋሳፕ ሓደ ኣገዳሲ ሸቶ ኣለና። ንሱውን እዚ ዲጂታላዊ ናይ ምልክታ ሰሌዳ’ዚ ኣብ ኮሙናና ንመናእሰያት ዝያዳ ከቃራርብን ናብ ሓደ ከምጽእን እዩ፣ ዝብል እዩ። ስለዙይ ኣብ ቀጻሊ ዓመት፣ እቲ ሓዱሽ ናይ ኣስከር ኮሙና ኣብ ጥሪ 2020 ዓ/ም ክቐውም ከሎ፣ ዋሳፕ ኣስፊሕና ኣብ ግልጋሎት ከነውዕሎ ኢና ኢልና ኣብ ሮይከን ከምንዕወት ተስፋ ንገብር! እዚ ኣብቲ ሓዱሽ ዝቐውም ዓቢ ኣስከር ኮሙናና ኣብ ግብሪ ከነውዕሎ ኢና።

Kontakt WASSUP!

Leder: Anders Nordmo
Telefon: 480 02 930
Mail: Anders.Nordmo@royken.kommune.no
Kontaktperson: Anders Nordmo
Telefon: 480 02 930
Mail: Anders.Nordmo@royken.kommune.no