Leder: Kristian Rantala
Telefon: 949 83 823
Kontaktperson: Kristian Rantala
Telefon: 949 83 823

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

UKM Vinje

ዝኾነ ነገር ክትምህዝዶ ትሓስብ? ምስ ናትካ ኣታሓሳስባ ዝመስል ዘለዎም ሰባትዶ ረኺብካዶ ክእለትካ ከተማዕብል ትደሊ? ኡ.ኮ.ኤም ናይ መናእሰይን ባህሊን መራኸቢ ቦታ ኾይኑ፣ ብሓደ ኾይንካ ምህዞ ዝግበሮ እዩ።

ናብዚ መጺኻ እትብህጎ ነገር ከተርኢይን ወይ ካዓ ካልኦት ናብኡ መጺኦም ባህጎም ከርእዩን ክትገብር ትኽእል ኢኻ። ኣብ ኡ.ኮ.ኤም ኩሎም ባህላዊ ኣጋላልጻታት ክቐርቡ ይዕደሙ እዮም፤ ከም ደርፊ /መዝሙር/፣ ስእሊ /ፎቶግራፍ/፣ ባህላዊ ኣካዳድና ወይ ዘመናዊ ዳንሲን ዝኣምሰሉን። ኣንሕና ኣብዚ ዘለና፣ መታን በቲ ትብህጎ /እትደልዮ/ ክትነጥፍ ዕድል ክንህበካ እዩ! ምናልባሽውን ሓዱሽ ነገር ክትምህዝ /ክትረክብ/ ትኽእል ኢኻ? ምሳና ኾይንካ እትትደልዮ ክትከውን ትኽእል ኢኻ። ናባና ብዳሓን ምጻእ!

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja