Notodden Kulturskole

Leder: Torgeir Fossli
Telefon: 906 88 515
Kontaktperson: Torgeir Fossli
Telefon: 906 88 515

 

Jeg vil bli kontaktet av aktiviteten

Notodden Kulturskole

ኩልቱር-ስኩለ (ቤት ትምህርቲ ባህሊ) ብኮሙና ኣቢሉ ተማሃሮ ምስዘለዎም ክእለታትን ቅድመ-ኣድላይነታትን ብዝተዛመደ ንቖልዑን መናእሰይን ዝዋሃብ ኣስተምህሮ እዩ። እዚ ኣስተምህሮ’ዚ ኩሎም ሰባት ስምዒቶም፣ ሓሳቦምን ባህጎምን ብውሕሉል ስነጥበባዊ መንገዲ ኽገልጹ ይደልዩ’ዮም ኢሉ ኣብ ግምት የእቱ። ስለ’ዚ እቲ ቤት ትምህርቲ፤ ኣብ ዕግበት ፈጠራዊ ንጥፈታት፣ ውልቃዊ ምምሕያሽን ስነ-ጥበባዊ ምዕባለን ዘታባብዕ ናይ ተማሃሮ ሃዋህው የጣጥሕ እዩ።

እቶም ተማሃሮ ነንውልቆም ዝሳማማዕ ኣስተምህሮ ይዋሃቦም እዩ፤ ብዘይካ’ዚ ብዳንሲ ኣቢሉ ይኹን ብኻልኦት መንገድታት ኣጋላልጻ ዘቕርቡሉ ዝተፋላልዩ መሳርሒ ሙዚቃታት ይዋሃቦም’ዩ። እቲ ቤት ትምህርቲ ብፍላይ ብናይ ተገባብሮ ጉጅለታትን ሓባራዊ ሓሳባትን ኣቢሉ ክልቲኡ፣ ስነ-ጥበባዊን ሰብኣዊን ተገባብሮ ከጣጥሕ ይደሊ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja