NKF Kjøretøyhistorisk Forening

Leder: Svein Brøndahl
Telefon: 99 23 62 18
Kontaktperson: Svein Brøndahl
Telefon: 99 23 62 18

 

Jeg vil kontaktet av foreningen

NKF Kjøretøyhistorisk Forening

ማሕበር ታሪኽ ብሞተር ዝዝወራ መጓዓዓዝያታት ኖቶደን፣ ብመንፈስ ሓለዋ ባህሊ ተላዓዒሉ፤ ዕቀባን፣ ርድኢትን ኣፍልጦን ናይ 21 ዓመትን ካብኡ ንላዕሊን ዕድመ ዘለወን፣ ብፉሉይ ትኹረት ካዓ 30 ዓመትን ልዕሊኡን ዕድመ ዘለወን ብሞተር ዝዝወራ መጓዓዓዝቲ ዘደንፍዕ እዩ።

እቲ ክለብ፣ 3 ናይቲ ከባቢ ብሞተር ዝዝወራ መጓዓዓዝቲ ይውንን፤ እተን 2 ካብ 1927 እስካብ 1929 ዝነበራ ኦክላንድ ናይ ገዛ መካይን፣ እታ 1 ኻዓ “ግሮታስ” እትባሃል ትራክተር እየን። እተን መካይን ኣጠቓላሊ ምሕዳሽ ዘድልየን ኮይነን፤ እዙይ ንገዛ ርእሱ ኻዓ ነቶም ኣባላት እቲ ክለብ ዘሕጉስ ንጥፈት እዩ። ኩሉኹም ኣብ ሞተር ሳይክል፣ መካይንን ካልኦት ብሞተር ዝዝወራ መጓዓዓዝያታትን ድሌት /ሃንቀውታ/ ዘለኩም ሰባት፣ ናብ ማሕበር ታሪኽ መጓዓዓዝቲ ሞተር ኖቶደን ክትመጹ ብኽብሪ ትዕደሙ።

Velg språk

Aktuelt språk: Tigrinja