NKF Verdensarvløpet

Litt om NKF Verdensarvløpet

 

ጉያ ዓለም ሓምለ 5/2015፤ ኖቶደን ምስ ሩካን ኣብ ናይ ዩኔስኮ ናይ ዓለም ሓድጊታት ሊስታ ተመዝጊባ ነይራ። እቲ ኢንዱስትርያዊ ሓድጊ /ውርሻ/ ኖቶደን ዝፍልልፍል ካብ ሳሓባይ እምነ-ኩርናዓትና እዩ፤ እዚኦምውን ናይ ሃይድሮ-ፓወር /ብማይ ዝምንጩ ሓይሊ ጻዓት/ ፕሮጀክት፣ ህንጸት ኢንዱስትሪ፣ናይ ትራንስፖርት መንገዲታትን ከምኡውን ናይ ኖቶደንን ሩካንን ከተማታት ማሕበረሰባትን /ኮማትን/ እዮም። በቢዓመቱ ሓዶሽቲን ሳሓብቲን መዘወሪ መንገዲታትን ታሪኻዊ ተርእዮ ኣብ ልቢ ናይ ዓለም ሓድጊን።

ንኩሉኹም ተሳተፍቲን ታዓዘብቲን ናብዚ ንዓይንኹም ዝስሕብን ንልብኹም ጹቡቕ ስምዒት ዝፈጥረልኩምን- ናይ ዓለም ሓድጊ፣ ባህላዊ ልምዲን፣ ጹቡቓት ናይ ቀደም መኪናታት ወይ ሞተር ሳይክላትን ምርኢት ንኽትመጹ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

Kontakt NKF Verdensarvløpet

Leder: Oddvar Kollsete
Telefon: 46881257
Mail: oddvar.kollsete@hotmail.com
Kontaktperson: Oddvar Kollsete
Telefon: 46881257
Mail: oddvar.kollsete@hotmail.com