Fjellrøyst

Litt om Fjellrøyst

 

ፍየልሮይስት ጉጅለ ኣንስቲ ማለት፣ ሮቡዕ ሮቡዕ ኣብ ኦይፍየል ግሬንደሁስ /ኣዳራሽ/ ብሓደ ናይ ዝዝምራ ጉጅለ ሕጉሳት ኣንስቲ ማለትዩ’ዩ። ፍየልሮይስት ኣናእሽቱ ዕዮታት ይፍጽምን ከምኡውን በቢዓመቱ ሒደት ዝዓበዩ ምርኢታት ሙዚቃ የካይድን’ዩ።

ፍየልሮይስት ኣብ ጥቅምቲ 2017 ዝጀመረ እንትኸውን ብዝተፋላለየ ቴክኒካትን ቅርጺን ኣብ ደርፊታት /መዝሙራት/ ልምምድ ይገብር። እቲ ጉጅለ ምርኢት ክጅምር ከሎ መብዛሕተአን ኣባላት እቲ ጉጅለ ቅድሚኡ ኣብ ናይ ምርኢት ጉጅለ ዘሚረን /ደሪፈን/ ኣይፈልጣን ነይረን። ስለዙይ ኣብ ፍየልሮይስት ንኹለን ሓዶሽቲ ጀመርቲን ከምኡውን ዝሓሸ ልምዲ ንዘለወን ዘመርቲ /ደረፍቲ/ ዝኾን ቦታ /ዑዱል/ ኣሎ እዩ። እታ ናይ ምርኢት ጉጅለ ብሙዚቃዊ ክእለትን ብበዝሒ ተሳተፍቲን ኣብ ጹቡቕ ዕብየት እያ ትርከብ። ኣባላት እታ ጉጅለ ምርኢት በቢሰሙኑ ብሓባር ብምዃን ኣዝየን ይዛናጋዓ እየን።

Kontakt Fjellrøyst

Leder: Lena Øygarden
Telefon: 97496485
Mail: lenaoygarden95@gmail.com
Kontaktperson: Lena Øygarden
Telefon: 97496485
Mail: lenaoygarden95@gmail.com