Øyfjell Trenings- og Kettlebellklubb

Litt om Kettlebell

 

ኬትል-ቤላት- ወይ ካዓ “መንጠልጠል ዘለዎም ካኖን-ቤልስ” መሰረቱ ንድሕሪት ናብ 18 ክፍለ-ዘመን ኬድካ ዝጅምር ካብ ሩስያ ዝመጸ እዩ። ኬትል-ቤል ብምጥቃም ስልጠና /ትሬኒንግ/ ናይ ጥንካረን ስጡም ኣካልን /ፊትነስ/ ኣብ ፉሉይ ሓይሊ ምክልኻል ሩስያ ንነዊሕ ጊዜ ብምስጢር ታዓቂቡ ዝካየድ ዝነበረ እዩ፤ ግን እቲ መጋረጃ ሓጺን ምስወደቐ፣ እቲ ስልጠና’ቲ ቀልጢፉ ናብ ምዕራብ ሃገራት ተስፋሕፊሑ። እቲ ስልጠና /ትረኒንግ/ ብዓብይኡ ዘተኩር ኣብ ዓብዪ ሓይሊ ምውጻእን ቁልጡፍ ምንቅስቓስን ከምኡውን ኣብ ተጻዋራይነትን እዩ፤ እዚ ነቶም ዋና ዋና ጉጅለ ጭዋዳታትን ኣገደስቲ ዝኾኑ ደገፍቲ ጭዋዳታትን የብቆዖምዩ።

ምስ ኬትል-ቤልስውን ይዋዳደርዩ። ቶም ክፋላት /ዓይነታት/ ስፖርት ኬትል-ቤልስን (ኣብ ሩስያ ናይ መጀመርታ ሽሙ ጊረቮይ እዩ ዝባሃል) ኬትል-ቦል ማራቶንን ዝባሃሉ፤ ብምክትታል ን 10፣ 20 ’ን 30 ‘ን ደቓይቕ ይላዓሉ /ሊፍት ይግበሩ/። መብዛሕትኦም ሰባት ኬትል-ቦልስ ንስልጠና /ትሬኒንግ/ ኣካላዊ ጥንካረ እዮም ዝጥቀሙሉ፤ ኣብ ፉሉያት ሓይሊ ምክልኻል፣ ኣብ ፖሊስን ግልጋሎት ሓዊ ምጥፋእን እውን ተዘውተርቲ እዮም። ኣብ ራሽያ ኬትል-ቤልስ መብዛሕትኡ ጊዜ “ዘ-ራሻን-ሆም-ጂም” ብዝብል ኣዝዩ ገላጻይ ዝኾነ ኣባህላ እዮም ዝጽውዕዎ። ምሳኻ ዝሳማማዕ ክብደት ዘለወን ካብ 1 እስካብ 2 ኬትል-ቦልስ እንተሃልየናኻ ብዝግባእ መሉእ ነብስኻ ከተሰልጥን /ከተብቅዕ/ ትኽእል ኢኻ።

Kontakt Øyfjell Trenings- og Kettlebellklubb

Leder: Harald Rishovd
Telefon: 917 65 495
Mail: rikshovu@online.no
Kontaktperson: Harald Rishovd
Telefon: 917 65 495
Mail: rikshovu@online.no