Notodden Skateboardklubb

Litt om Skateboard

 

መንሸራተቲ ጻቢብ ን ካብ ጣውላ ዝተሰርሓን እንትከውን አርባዕተ ተሸከርካሪ እግሪታት ዘለዎ እዩ ።አብ ዕለታዊ አጻዋወዓና መንሸራተቲ / ሸርተት መበሊ / ኢልና ድማ ንጸወዖ ። መብዛሕቶኦም ሰባት ከም ናይ ትራንሰፖርት መጓዓዓዚ መሳርሂ ዝጥቀሙሉ እንትከወን ከምኡ እውን ከም ናይ አካል መንቀሳቀሲ / ስፖርቲ ሰራሕ / ንጥቀመሉ ይክወን ። እዚ መንሸራተቲ ካብ ጣውላ ዝተሰርሓን እንትከውን አርባዕተ ተሸከርካሪ እግሪታት ብሓጺን ዝተገጣጠሙ ዘለዎ እዩ ሓደሰብ ነዚ መሳርሒ ን አካል መንቀሳቀሲ / ስፖርቲ ሰራሕ / ክንቀመሉ እንተለና አፍቲ ዝባን ጣውላ ጠጠው ብምባል ብሙሉእ ሰውነትና ንጻዓኖ እሞ አፍቲ መሬት ብምሸክርካር ይዛወን ማለት እዩ በዚ ምክንያት አካላትና ይንቀሳቀስ ።

ፍጥነቱ ክውሰክ እንተዳአ ተደልዩ እቲ ሓደ እግሪካ ብምንጥልጣል በቲ ሓደ እግሪካ ምርጋጸን ሓይሊ ማሃብን ይካአል እዩ ። ብተወሳኪ ድማ ናይ መንሸራተቲ ስፖርታዊ ውድድር ተወዳዳራይ ምኳን ይካአል እዩ ። አብ ግዜ ወድድር ምንሸርታት ከም ልሙድ አብ ናይ ከተማ ጎደናታትን አብ ኩዕሶ ሜዳታትን ዝካየድ ውድድር /ግጥም / እዩ ። አፍቲ ውድድር ከም ቆረጻ ዝላን ሸፍፋን ዝተባሃሉ ናይ አዘዋወራ /ምሸክርካር ሜላታት / ይርከብዎ ። አብ እዋን ውድድር ከም አብ ዝተፍላለዩ ጃርክታት ምዝዋን /ምድናሰ / ማርሻቤሊታት ምዝላል ምክአል አቅሓ አብ ጎደና ተኪልካ ንዕኡ ምዝላል ምፍታንን ምክአልን እውን ሉሙድ እዩ ።

Kontakt Notodden Skateboardklubb

Leder: Truls Norheim
Telefon: 412 32 486
Mail: trulsnorheim@gmail.com
Kontaktperson: Eirik Bratlie
Telefon: 930 92 265
Mail: eirik@brandingbox.no