Notodden barne og ungdomsteater

Litt om Barne og ungdomsteater

 

ውጽኢት ናይ ትያትር ብጽሑፍን ተዋስኦን ተሰንዩ ንተዓዘብቲ ታሪኽ የዘንቱ። እቶም ቀንዲ ተዋሳእቲ ኣብ ትያትር እቲ ቀንዲ ተራ ናይቲ ትያትር ሒዞም ይዋስኡ። ገሊኦም ተዋሳእቲ ጥበብን ብልሕን ክውስኹ ይፍቀደሎም፡ ገሊኦም ድማ ኣቀዲሙ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኣጽኒዖም ኣብ መድረክ ንክዋስእሉ ይወሃቦም።

ቆልዑትን ኣብ ምጉባዝ ዝርከቡ መንእሰያትን መብዛሕትኡ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ምሸት ኣብ ሰሙናዊ እንዳተራኸቡ ልምምዳት ይገብሩ። ከምኡ’ውን ካልኦት ጥርኑፋት ናይ ትያትር ማሕበራት ኣለዎ፡ ናይ ድራማ ሕብረተሰብ ተባሂሎም ድማ ይጽውዑ፡ ልኽዕ ከምዚኣቶም’ውን ንዓበይቲ ኣለዉ። መብዛሕትኡ ግዜ ሓንቲ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ኣብ ዓመት ይስራሕ። ንምስራሕ ትያትር ምድላዋት ሰፊሕ ክኸውን ኣለዎ፡ ዕድላት ናይ ነብስኻ ተዓጻጻፍነት ምዕባይ ብጣዕሚ ብዙሕ እዩ፡ ብተወሳኺ’ውን ቀንዲ ተዋሳኣይ ናይ ምዃን ተክእሎ’ውን ኣሎ። ባእታታት ከም በዓል ብርሃን፡ ናይ መድረኽ ትርኢት፡ ምቅንባራት፡ ኣልባሳት፡ ድምጽን ፍሉይ ሳዕቤናትን ገለ ካብቶም ሓደ ኣባል ናይ ማሕበር ትያትር ከስተዋጽኦም ዘለዎም ነገራት ኢዮም። ድራማታትን ትያትርን ገለ ካብቶም ብሉጻት መሳርሒታት ናይ ሓባር ስራሕን ናይ ገዛእ ርእስኻ ርእሰ ተኣማንነት ምጥራይን ዝምህሩ መድረኻት እዮም።

Kontakt Notodden barne og ungdomsteater

Leder: Ingvild Birkeland
Telefon: 480 30 517
Mail: ingvild.birkeland@usn.no
Kontaktperson: Cecilie Lerstang/ Tone Cronblad Krosshus
Telefon: 46817486/ 920 41 226
Mail: cecilielerstang@yahoo.no/ tone.c.krosshus@hit.no