Helteløpet

Litt om Helteløpet

 

እዚ ቅድድም ሄልተ-ጉያ በቢዓመቱ ኣብ ራውላንድ እዩ ዝስራዕ። ሰራዒኡ ኻዓ ጋንታ ስፖርት ዲረ ቮ እዩ። ናብዚ ከምተሳተፍቲ ወይ ወለንተኛ ኾይንኩም ክትመጹ ንዕድም። ንዝተፋላለየ ጠለብ ዝሳማማዕ ዝተፋላላየ ርሕቀት ኣለና እዩ።

/ህጻናት/፤ ኩሉ ካብ 200 ሜትሮ እስካብ 3 ኪ.ሜ (ነቲ ካብ ኩሎም ዝዓበዬ ሰብ) ምጉያይ ይካኣል። እቶም ጎየይቲ -ብጹቡቕ ናይ ጎቦ ኣቃማምጣ መሬት፣ ቀሊል መንገዲ ኣብ ማእኸል ወይ ብጹቡቕ ቱታክ፣ ከምኡውን ብናይ ጫካ /ዱር/መንገዲ እዮም ዝጎዩ። ዝተፋላለየ ጠለብ ዘለዎም ተሳተፍቲ ንደሊ ኢና፣ ቶም ቀስ እናበሉ ኣብ ጹቡቕ ተፈጥሮ ክንቃሳቐሱ ዝደልዩን ቶም ናህሪ ክጎዩ ዝደልዩውን ብርግጽ ዑዱማትና እዮም።

Kontakt Helteløpet

Leder: Aud Irene Kittilsen
Telefon: 92497618
Mail: helterennet@telemarkhelten.no
Kontaktperson: Aud Irene Kittilsen
Telefon: 92497618
Mail: helterennet@telemarkhelten.no