Heddal IL Hoppgruppa

Litt om Skihopp

 

ብመንሸራተቲ ምንጣር መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ሓጋይ ዝጽወት ጸወታ ኮይኑ፡ እቶም ተጻወትቲ ካብ ምንሸራተቲ ምንጣር ናብ መንሸራተቲ ይዘሉ። እቲ ቐንዲ ዕላማ ናይዚ ጸወታ ናትካ ኣቃውማ ብምዕቃብ ብዝተኻእለ መጠን ዝነውሐ ምዝላል እዩ። ብመንሸራተቲ ምንጣር ብዝተፈላለዩ ዓቐናት ይዳለዉ፡ ንኣብነት ካብ ናይ ቆልዑት ዓቐን ማለት ቁሩብ ሜትሮታት ክሳብ ዓበይቲ ጎቦታትን ኩርባታትን ስጋብ 250 ሜትሮታት ዝበጽሕ ርሕቀት ዘለዎ ኣጻድም ናይ ዓበይቲ ምዝላል ይዳሎ።

ብመንሸራተቲ ምንጣር ካብ ላዕሊ ተበጊስካ ናብ ቁልቁል ተነቊትካ ትዘልል ልክዕ ከም ኣየር-ወለድ ክሳብ ዝተካእለካ መጠን ትበርር ኣብ መወዳእታ ኣብ እግሪ ናይቲ ጎቦ ብተኻእለ መጠን ዝበለጸ ኣወራርዳ ትወርድ። እቲ ዝበለጸ ዓይነት ኣወራርዳ ቴለ-ማርክ(ማለት ዳሕረዋይ ክፋል ናይቲ መንሸራተቲ ክወርድ ከሎ) ኢዩ፡ እዚማለት ድማ ብርክኻ ምስቲ መንሸራተቲ ካልእ ዳርጋ ክራኸብ ከሎ ማለት እዩ። ብመንሸራተቲ ምንጣር እቶም ዝነውሑን ዝገፍሐ ዝርጋሐ ዘለዎም ዓይነት ምንሽርታት እዮም ምስ ካልኦት ዓይነት ምንሽርታት ከነወዳድሮም ከለና፡ እዚ ድማ ናብ መሬት ክትዓልብ ከለኻ ነቲ ናትካ ኣቃውማ ንክትሕሉ ይገብረካ። ደያኑ ነጥቢ ክህቡ ከለዉ ነቲ ናትካ ኣገባብ ብሓባር ምስቲ ዝነጠርካዮ ርሕቀት፡ ኣበየናይ ሪጋ ኔርካ ኣብቲ ውድድር ኩሉ ኣብ ግምት ብምእታው ነጥቢ ይህቡ። ኣቃውማኻ፡ ቅልጣፈኻ፡ ምዕሩይነትካ ኣብ ግዜ ምንሽርታት እቶም ቀንድን ኣገደስትን ባእታታት ናይዚ ዓይነት ስፖርቲ እዚ እዮም።

Kontakt Heddal IL Hoppgruppa

Leder: Werner Schrøder
Telefon: 480 13 555
Mail: wernersch@hotmail.com
Kontaktperson: Kim Richard Bjørndalen
Telefon: 932 69 047
Mail: kim.r.bjorndalen@nenett.no