Haukelirennet

Litt om Haukelirennet

 

እንኳዕ ናብ ኖርወይ እቲ ኣዝዩ ዝቐሰነ ናይ ጉዕዞ /ቱር/ ውድድር ብዳሓን መጻኹም! ሃውከሊረነት ካብቶም ኣብ ኖርወይ ዘለዉ ብናጻ ቴክኒክ ዝኽየዱን ውሑዳት ናይ ጉዕዞ መስመራት ኮይኑ እቲ መንገዲ’ውን በአዝዩ ሳሓባይ ናይ ሃርዳንገርቪዳ ፉሉይ ዝኾነ ዑዙዝ ተፈጥሮ እናተጣዋወየ ዝሓልፍ እዩ። ንኹሉ ሰብ ዝሳማማዕ ኣማዳድባ ጉዕዞ ኣለና - ብናይ ጊዜ ዓቐን ክትጓዓዝ እንተደሊኻ ወይ ሳዓት ከይቆጸርካ ክትጓዓዝ /ብእግሪ ክትከይድ/ እንተደሊኻ ኩሉ ይካኣልዩ።

እቲ ናይ ሃውከሊ ውድድር ብጠቕላልኡ 32 ኪሎሜትር እዩ። እቲ ንጡፍ ዝኾነ ክላስ በቢሓሙሽተ ዓመት ኣፈላላይ ዝተመደበ ኾይኑ፣ ብጊዜ ዓቐን እዩ ዝጓዓዝ። ኣብ ውሽጢ ሓደ ፊልድ፣ ብ 18 ኪ.ሜ ወይ ብ 32 ኪ.ሜ እንተደሊኻ፣ ናይ ምንቅስቓስ ክላሳት ክጅመርዩ ። እዚኤን ሳዓት ዝቑጸረለን እየን፣ ግን ብክላስ ዝተኻፋፈላ ኣይኮናን። እቶም መናእሰያት ጎኒ ንጎኒ ምስቶም ንፉዓት ተጓዓዝቲ ይጅምሩሞ፣ ኣብ ዝተወሰነ ክፋላት ናይቲ መንገዲ ምስቶም ንፉዓት ብሓደ ይጓዓዙ፤ እቲ ብሓደ ዝጓዓዝዎ ብድምር 12 ኪ.ሜ. እዩ። ኣብቲ ዝተወሰነ መንገዲ፣ ነቶም ኣዝዮም ብዕድመ ዝናኣሱ ተጓዓዝቲ ናይ ቆልዑ ምርኢታት ይዳለዉ እዮም፤ ከምኡውን ሃውክን ኤሊን ዝባሃሉ ባምቡላታት ዳይ ዳይ እናበሉ ኣፍቲ መወዳእታ ከባራታትዑ እዮም። እዚ ትሪም-ክላሰን ዝባሃል ንኹሉ ዕድመ ኩፉት ዕድል ኮኡኑ፣ ክንድዝደለኻዮ ሓጺር ወይ ነዊሕ ጉዕዞ ናይ ሳዓት /ጊዜ/ ምቑጻር ብዘይብሉ ክትከይድ ትኽእል ኢኻ። ንኹሉ ዝተመዝገበ ተሳታፋይ ናይ ተሳትፎ ሽልማት ኣሎ እዩ። ኣብ ሃውከሊረነት ክንሪኤኩም ካዓኒ ተስፋ ንገብር።

Kontakt Haukelirennet

Leder: Trond Neri Flothyl
Telefon: 90771119
Mail: trond.flothyl@haukelirennet.no
Kontaktperson: Geir Aslak Kastet
Telefon: 954 81 314
Mail: geiraslak@haukelirennet.no